Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተኸሰስዎ ገበን ክሲ ኣብ መጋባእያ ንምንባብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተኸሰስዎ ገበን “ሕገ መንግስቲ ንምፍራስ ብምሕሳብ ዝተፈላለዩ ንሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝፃረሩ ሰነዳት ሽግግር ብምስንዳእ” ዝብል ክሲ ኣብ መጋባእያ ንምንባብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ስለዝኾነ እቶም ተኸሳሲ ሎሚ ንጎሆ ኣብ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግልገል ግቤ 3 ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግልገል ግቤ 3 ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ከባቢ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣካል ናይ ዝኾነ ህንፀት ሰብ ስራሕ ሩባ…

ከተማ ቺንዳው 9 ሚልየን ነበርታ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ምርመራ ላባራቶሪ ቫይረስኮሮና ክትገብረሎም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይናዊት ከተማ ቺንዳው ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ሓንቲ ከተማ ን9 ሚልዮን ነበርታ ምርመራ ቫይረስኮሮና ከምእተካይድ ተገሊፁ። ካብ ካልእ ከባቢ ዝመፅኡ ሕሙማት እቲ ቫይረስ ኣብ ዝሕከሙሉ ሓደ ሆስፒታል ብርክት ዝበለ መልከፍቲ ስለዝተራእየ'ዩ ነዚ ክትገብር…

መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና ንሰላምና፣ ሕብረትናን ሃገራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ መዓልቲ 2 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ተኸቢሩ። እቲ በዓል በቢዓመቱ ዝተፈላለዩ መሪሕ ቃላት እናተመረፀሉ፥ ብፌዴራል፣…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ንኣካላት ፀፅታ፣ ድሕንነትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣2 ጥቅምት፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀልን ኢሬቻን ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ፀፅታ፣ ድሕንነትን መዳርግቲ ኣካላትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣካይዱ። እቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ፓርክ ሕውነት ትማሊ ኢዩ ተሳሊጡ። በዓል…

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባጅፋር እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባቀብላ ገይረሙሎም።…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 866 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 383 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 866 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 84 ሺሕን 295…

ኣብ ታይላንድ ኣውቶቡስን ባቡርን ተጋጭየን ብዝጋጠመ ሓደጋ ህይወት 18 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ታይላንድ ኣውቶቡስን ባቡርን ተጋጭየን ብዝጋጠመ ሓደጋ ህይወት 18 ሰባት ምሕላፉ ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ካብ ምብራቓዊ ባንኮክ 50 ኪሎ ሜትሮ ርሕቕ ኢሉ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ…

ኣብ ክልል ዓፋር ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ብምሕባእ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ሓቢኦም ረኺበዮም ዝበሎም ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝሓዞም ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ዓብደላ ሑመድ፥ እቶም ውለቀሰባት ትማሊ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ፍተሸ ክተሓዙ…

ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ይግበር ኣሎ – ኮሚሽን ስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 እናተገበረታ ምዃና ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምኽንያት እቲ ተላባዲ ሕማም ናብ ፀገም ዝኣተወ ስፖርት ንምንቕቓሕ፥ ስፖርታዊ ኩነት ምትእንጋድ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ…