Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ባንኪ ዓለም ንኽታበት ኮቪድ-19 ዕሸል ሃገራት ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ንኽትባት ኮቪድ-19 ዕሸል ሃገራት ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዝገበሮ ሓገዝ ፋይናንስ፥ ክታበት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ስራሕ እንትውዕል ንኽገዝኣሉን ከከፋፍላሉን ከምኡ እውን ንዜጋታተን ምርመራን ክንክንን ቫይረስኮሮና…

ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብፈረቓ ንምስላጥ ዝተትሓዘ ትልሚ ኣብ ነባራዊ ኩነታት እቲ ከባቢ ዝውሰን ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብፈረቓ ንምስላጥ ዝተትሓዘ ትልሚ ኣብ ነባራዊ ኩነታት እቲ ከባቢ ዝውሰን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዶክተር ገረመው ሁሉቃ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…

ኣብ ሃገራዊ ተጋላፅት ስግኣት ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ተግባር ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ፣ ግብረራዕዲ ብገንዘባዊ ሓገዝ ምግባርን ተተሓሓዝቲ ገበናት ኢኮኖሚን ፋይናንስን ዘተኮረ መፅናዕቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። ሚኒስት ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል እቲ መድረኽ እንትኸፍታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ናብ…

ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ንሰለስተ ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ትማሊ ንሰለስተ ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰር ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፥ ዶክተር ታደሰ ኣወቀ፣ ዶክተር የማታው ወንዴን ዶክተር ኣሰግድ ደምሴን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ተዋሂቡዎም። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ማሕበራ…

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይን ፕሪዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሪዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳይስ ኣፈወርቂ ብእንግዶት ቀዳማይ ሚኒሰትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ፕሪዚዳንት ኢሳይስ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝተመረቐ ፕሮጀክት ፓርክ እንጦጦ ቅድሚ ምጅማሩ፣ እናተሰርሐ እናሃለወ ከምኡ እውን…

ኣብ ርብዒ ዓመት ልዕሊ ብር 720 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ገንዘብን ኣብ ጥሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርብዒ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብር 720 ሚሊየን 865 ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብን ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ብር 568 ሚሊየን 754 ሺሕን 537…

ኣብ ገፀር ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝሕደስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ዝውዕል 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ገፀር ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝሕደስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ዝውዕል 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምዝረኸበ ኢንስቲቲዩት ሮኪ ማውንቴን ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ከምዝሓበሮ፥ እቲ ካብ ፋውንዴሽን ኔዘርላንድስ ኣይ ኬ ኢ ኤ ዝተረኸበ ሓገዝ ኣብ ገፀር…

መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንዳሻው ጣሰው፣ ምክትል ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ኮሚሽነራት ምክትል ኮሚሽነራትን ፖሊስ ዓሰርቲኣን ክልላት እናተሳተፉ…

ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ። እቲ ጉጅለ፥ ተቀዳሚት ምክትል ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ዝተረኸበትሉ ኢዩ ትማሊ ስነ ስርዓት ምፍናው…