Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘድሃበ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ፥ “ሕገ-መንግስትን…

ፈረንሳይ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ 9 ከተማታት ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ፓሪስን ካልኦት ትሸዓተ ከተማታትን ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተኣወጁ ኣፍሊጦም። ኣዋጅ እቶቶ እታ ሃገር ነቲ ብቑልጡፍ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ዝዓለመ ዝዓለመ ከምዝኾነ…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣስመራ ተመሊሶም። ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ናብ ኢትዮጵያ…

ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዃን ተሸይሞም   

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 5፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ 04 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት…

ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ምርምር ጋዜጠኝነት ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፤ 5 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሞያዊ ዓቕሚ ጋዜጠኝነት ከማዕብል ዝኽእል ማእኸል ምርምር ጋዜጠኝነት ከምዝህነፅ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ህንፀት ክሳብ ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ኣብ ዘሎ እዋን ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ 13…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 712 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 121 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 712 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 86 ሺሕን 430…

ተምሃሮ 11ን 12ን ክፊሊ ትምህርቲ ሞያ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ 11ን 12ን ክፊሊ ብስሩዕ ካብ ዝወሃቦም ትምህርቲ ጎድና ጎድኒ፤ ትምህርቲ ሞያ መምሃብ ከምዝጅመር ሚኒስትር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ተግባር ዝነበረ ስርዓተ ትምህርቲ ሞያ መሰረት ዘይገበረ ስለዝኾነ፥ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምስዛዘሙ ናብ…

ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ዶክተር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስን ኣፈወርቂን ውዳብኡ ኣብ ዘመሓየሸ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም። ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዘርአዮ ለውጢ ዝድነቕ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቢሾፍቱ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ኣዳማን 50 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምፍራይ ንሚኒስቴር ትምህርቲ ምቕራብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ኣዳማን 50 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምፍራይ ንሚኒስቴር ትምህርቲ ምቕራብ ጀሚረን። 40 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ካብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ፤ 10 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ድማ ካብ ፓርክ ኢንዱስትሪ…

ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃበሎም ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ርብዒ…