ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ፍሉጥ ዝኾነ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማእኸል ከተማ ዋሸንግተን ዲሲ ዩስትሪት እናተብሃለዝ ዝፍለጥ ውሩይ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ። እዚ ንኽዕወት ድማ ፈተውቲ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ወገናት ን20 ዓማውቲ እንተይሰልከዩ ከምዝደኸሙ ተገሊፁ፡፡ እዚ ብምርኣዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ደ,ጉዳያት ወፃኢን ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ መተሓባበርቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂቡ ዝተሳለጠ እቲ ዘተ፥ ምስቲ መተሓባበርቲ እቲ ጉጅለ ሓቢርካ ምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)286 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። መንግስቲ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ፤ ብፍላይ ድማ ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስርሑ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 286 ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መተከል ዘሎ ፀገም ፀፅታ ካብ ሱሩ ንምፍታሕ ዝተዋደደ ሓይሊ ንኽዋፈር ተገይሩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ዘሎ ፀገም ፀፅታ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ንምፍታሕ ዝተገበረ ፃዕሪ ዝድለ ውፅኢት ስለዘየምፀአ ካብ ሱሩ ንምፍታሕ ዝተዋደደ ሓይሊ ክዋፈር ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣብ ዞባ መተከል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ሰባት ምሕላፉ ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣይተ መለሰ በየነ ኣፍሊጦም። በቲ ዝተፈፀመ ኢሰብኣዊ ተግባር ህይወት ሰብ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ብዝተተሓሓዘ ኢዶም ኣለዎም ዝተብሃሉ ኣመራርሓታት ኣብ ቁፅፅር የውዕእል ከምእዘሎ ተገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ መበል ሻውዓት ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሻውዓት ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ከመዝዛተ ተገሊፁ። ኣባላት ቦርድ ኢትዮጵያ ብሮድካስት ኮርፖሬሽን መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበ ሹመት ኣባላት ቦርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብወገን ሱዳን ኣብ ናይ ሓባር ዶብ ዝተገበሩ ሓደሽቲ ለውጢታትን ምንቅስቓሳትን ዝፀንሑ ስምምዕነታት ዝጥሕሱ ብምዃኖም ብህፁፅ ደው ንክብል ኣተሓሳሲባ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፖለቲካዊ ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሕ ጉዳያት ዶብ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ሱዳን ካርቱም ነክልተ መዓልታት ኢዩ ተሳሊጡ። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ከባቢ ናይ ሓባር ዶብ ኣብ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ፣ ኣርቲስትን ተመራማሪ ቋንቋን ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ፣ ኣርቲስትን ተመራማሪ ቋንቋን ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ኢብራሂም ሓጂ ዓሊ ካብ ዝሓለፈ ክራማት ጀሚሩ ብዘጋጠሞ ፀገም ጥዕና ክትትል ሕክምና እናገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ምሸት ካብዚ ዓለም ብሞት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ቀልቢ ስሒቡ ኢዩ– ኣምባሳደር ራፋኤል ሞራቭ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ቀልቢ ከምዝሰሓበ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራቭ ገሊፆም። ኣብ እስራኤል ኤምባሲ ኢትዮጵያን ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካ እስራኤልን ብምትሕብባር ኣብ ጉዳይ…