Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2020

ንምስፍሕፋሕ ሕማም ዓሶ ዝምቹ ኩነታት ኣየር ስለዘሎ እቲ ሕማም ኣብ ዝረኣየለን ከባቢታት ዝነብር ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንስፍሕፋሕ ሕማም ዓሶ ዝምቹ ኩነታት ኣየር ስለዘሎ እቲ ሕማም ኣብ ዝረኣየለን ከባቢታት ዝነብር ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣተሓሳሲቡ። መተሓባበሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ሕማም ዓሶ እቲ ሚኒስቴር…

ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ይወሃበኒ ክብል ሓቲቱ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ውሽጢ ዘቕረቦም 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ናይ 10 መሰኻኽር ምስ ኣስመዐ የኣኽለኒ ብምባል፤…

ሕቶ ዋሕስ ኣይቶ ልደቱ ኣያሌው ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕቶ ዋሕስ ኣይቶ ልደቱ ኣያሌው ተነፂጉ። ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ወረዳ ከተማ ቢሾፍቱ፥ ዓቃቢ ሕጊ ክሲ ንምምሳራት 15 መዓልቲታት ሓቲቱ ፈቒዱሉ። ክሲ ክሳብ ዝምስረት ድማ ኣብ ፖሊስ ጣቢያ ንኽፀንሑ ኣዚዙ። ብታሪኽ ኣዱኛ…

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ክልላት ደቡብን ኣምሓራን እናካየዱዎ ዝጸንሑ ስልጠና ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ክልላት ደቡብን ኣምሓራን ንሓሙሽተ መዓልቲታት እናካየዱዎ ዝጸንሑ ስልጠና ሎሚ መዓልቲ ዛዚሞም። ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራ ቀዳማይ ስልጠና ኣመራርሓ ሎሚ መዓልቲ እንትዛዘም…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነት ንምሕላውን መሰሎም ተሓሊዩ ንኽነብሩ ዘኽእሉ ስራሕቲ ይሳለጡ ኣለዉ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነት ንምሕላውን መሰሎም ተሓሊዩ ንኽነብሩ ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። የኢፌዲሪ የውጭ ጉዳይ ሚኒስቴር ቃል አቀባይ አምባሳደር ዲና ሙፍቲ መግለጫ ሰጥተዋል። ኣቐባሊ ቃል…

“ወለዶ ንሰላም” ዝተብሃለ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሰላም ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ወለዶ ንሰላም” ዝተብሃለ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሰላም ብዕሊ ተጀሚሩ። ብወለንታታት መናእሰይ ዝተጀመረ “ወለዶ ንሰላም” ኢኒሼቲቭ፥ ሓደ ሚሊየን ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ንሰላም ክታሞም ዘንብሩሉ ኢዩ። እቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ሚኒስትር ሰላም…

በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓት ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓት ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ቀፀልቲ 10 ዓማውቲ ክስርሑ ዝተሓሰቡ ዘፈራት ሎጂስቲክስን ባሕሪን ብዝምልከት ኢዩ እናተዛተየ ዝርከብ። ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ግልጋሎት…

ብሽፋን ሕጋዊ ንግዲ ንምጭብርባር ተሓሲቡ ዝነበረ ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቀረፅን ታክሲን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሽፋን ሕጋዊ ንግዲ ንምጭብርባር ተሓሲቡ ዝነበረ ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቀረፅን ታክሲን ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ምጭብርባራት ንግዲ ኣብ ቦሌ፣ ኣዳማ፣ ቃሊቲን ድሬዳዋን ዝርከቡ ጨንፈራት ጉምሩኽ ዝተኣከቡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ባሕቲ ጳጉሜን መዓልቲ ሳይክልን እግረኛታትን ኮይና ክትውዕል ኢያ – ሚኒስቴር ትራንስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባሕቲ ጳጉሜን መዓልቲ ሳይክልን እግረኛታትን ኮይና ከምትውዕል ሚኒስቴር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እታ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር ኣብ ኩለን ርእሰ ከተማ ክልላትን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢራ ከምትውዕል ኢዩ እቲ ሚኒስቴር ዝሓበረ። እዚ ኣከባብራ…

ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ቀውሲ ንምግታእ ፍልፍል ሓይሊ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ የድሊ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ዘሎ ቀውሲ ንምግታእ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ካብ ዝተፈለዩ ሓደ ዝኾነ ፍልፍል ሓይሊ ብቕልጡፍ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም።…