Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2020

ዶክተር ሓጎስ ጎደፋይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብብር 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ሪፈራል ሆስፒታትል ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትገራይ ዶክተር ሓጎስ ጎደፋይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብብር 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ሪፈራል ሆስፒታትል ዑደት ኣካይዶም። እቲ ሆስፒታል ኣብ ትሕቲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ብምዃን ዝህነፅ ዘሎ…

ብብርኪ ሃገር ሕጊ ንምኽባር ብዝተገበረ ስራሕ ቁፅፅርን ክትትልን 141 ሺሕን 369 ኣሽከርከርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተዳለወ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ትራፊክ ሎሚ መዓልቲ መዓቲልቲ ቁፅፅር ኮይና ተኸቢራ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ እታ መዓልቲ ብዝምልከት ከምዝበለኦ፥ ስርዓት…

ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዝተተኸለ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስኮሮና ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 6 ሚልየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ብሓልዮት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣግኣዚ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተበርከተ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማእኸል ላቦራቶሪ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ተመሪቑ ዕላዊ ስርሑ…

ኩሎም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደራት እታ ከተማ ኢዮም – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንበሪኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኩሎም ኣምባሳደራት እታ ከተማ ከምዝኾኑ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ሎሚ መዓል 3 ጳጉሜን 2012 ዓ.ም መዓልቲ ኣምባሳደርነት ብምዃን “ኣነ እውን ኣምባሳደር ከተማይ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ልዕሊ 11 ሄክታር ዝራእቲ ሽኮር ኣገዳ፣ ጡጥን ካልኦትን ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ኣብ ወረዳ ኣሚባራ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ሰበኽ ሳግም፣ ኣብ ምርምር ሕርሻን ዝራእቲ ሰብ ሃፍቲን ዘብፀሖ ጉድኣት ተጎብኒዩ። ኣብቲ እዋን ዑደት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ሕርሻ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ክልል…

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ን1 ሺሕን 29 መኮንናት ሓይሊ ኣየር ዕብየት መዓርግ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ን1 ሺሕን 29 መኮንናት ሓይሊ ኣየር ዕብየት መዓርግ ሂቡ። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ጀነራል ይልማ መርዳሳ ነቲ ዕብየት መዓርግ ሂቦም። እቲ መዓርግ ዕብየት ንተወሳኺ ሓላፍነት ዝዕድም ብምዃኑ፥ እቶም መኮንናት ዝተጀመሩ…

ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ መልእኽተኛ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም። ኣብቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ፥ ባህጊ ክልቲአን ሃገራት ብዘማልእ መልክዑ…

ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም፥ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 79 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት እቲ…

ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ስራሕቲ ኣርኪዮሎጂ ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ስራሕቲ ኣርኪዮሎጂ ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ። ኣብዚ ወርሒ ብዝወቕዕ ዘሎ ብርቱዕ ዝናብ ፈለግ ኒል (ናይል) ልዕሊ ዓቕን ስለዝመለአ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ርእሰ ከተማ ካርቱም ዝርከብ ኣገዳሲ ጥንታዊ ቦታታት በቲ…

3 ጳጉሜን መዓልቲ ኣምባሳደራት ኮይና ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢራ ውዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰለስተ ጳጉሜን መዓልቲ ኣምባሳደራት ኮይና “ኣነ እውን ንኸተማይ ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተኸቢራ ውዒላ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባባሪ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ እቲ ምምሕዳር…