ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ሓደ ግድብ ብምፍራሱ 600 ኣባይቲ ዓኒዮም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ግዝኣት ብሉናይል ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምፍራስ ሓደ ግድብ 600 ኣባይቲ ምዕናዎም ተገሊፁ። መራኸብቲ ሓፋሽ ሱዳን ፍልፍል ብምጥቃም ሲ ጂ ቲ ኤን ከምዝፀብፀቦ፥ “ቦት” ዝብል መፀውዒ ዘለዎ እቲ ግድብ 6 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ማይ ናይ ምሓዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢድና ብዝግባእ ብምሕፃብን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብኣግባቡ ብምጥቃምን ኮሮና ክንከላኸል ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኢድና ብዝግባእ ብምሕፃብን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብኣግባቡ ብምጥቃምን ቫይረስኮሮና ክንከላኸል ይግባእ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብብርኪ ሃገር ቫይረስ ኮሮና ናይ ምክልኻል ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንክልተ መምህራንን ተመራመርቲን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንክልተ መምህራንን ተመራመርቲን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ንፕሮፌሰር ኣሰፋ ኣባሙናን ፕሮፌሰር ኣማን ደቀቦን ንመፈለምታ እዋን ብመዓርግ ፕሮፌሰርነት ከምዝሃበ ተገሊፁ። እቶም ሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ካብ ቫይረስኮሮና ንባዕሉ ብምክልኻል ንክሳተፍ ፃውዒት… Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሓምለ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ካብ ቫይረስ ኮሮና ንባዕሉ ብምክልኻል ንክሳተፍ ምክትል ከንቲባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ምክትል ከንቲባ ፅባሕ ሰንበት ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ቻይናዊ ትካል ቲክቶክ ኣብ ሃገሮም ንከየገልግል ዘኽእል ክታም ሎሚ መዓልቲ ከንብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ነቲ ብቻይና ዝውነን ተንቀሳቓሲ ምስልታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝዝርግሖ መተግበሪ “ቲክቶክ” ኣብ ኣሜሪካ ንከየገልግል ከምዝእግድዎ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንጋዜጤኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ነቲ መተግበሪ ንምኽልካል ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ንምክያድ ዝጀመሮ ኢ-ሕገ መንግስታዊ ምንቅስቓስ ብህፁፅ ደው ንከብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ንምክያድ ዝጀመሮ ኢ-ሕገ መንግስታዊ ምንቅስቓስ ብህፁፅ ደው ንከብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ንቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ፥ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 915 ሰባት እንትርከቡ 11 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 957 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 915 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…