ኣብ ወልቃይት ብልዕሊ 98 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃንፁ ዓበይቲ ትካላት ማሕበራዊ ልምዓት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ወልቃይት ብልዕሊ 98 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃንፁ ዓበይቲ ትካላት ማሕበራዊ ልምዓት ትማሊ 17 ለካቲት 2012 ዓም ብዕሊ ተመሪቖም።
እቶም ንምረቓት ዝበቕዑ ማሕበራዊ ልምዓታት፥ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይን /ትእምት / ብልዕሊ 41…