ብዝተፈላለዩ ገበናት ንምርመራን ክሲን ዝድለዩ 1 ሺሕን 600 ዝኾኑ ተጠርጠርቲ ናብ ሕጊ ምቕራብ ኣይተኽኣለን – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሮም ንምርመራን ክሲን ዝድለዩ 1 ሺሕን 600 ዝኾኑ ተጠርጠርቲ ናብ ሕጊ ከቕርብ ከምዘይከኣለ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ።
ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ…