ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ሳልሳይ ዙር ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ምዝዛሙ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ገሊፁ።
ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ…