Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2019

ወናኒት መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና(Hero) ሲ ኤን ኤን 2019 ብምዃን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መቐለ ወናኒት ፋብሪካ ማርያም ሳባ መፍረዪ ዝሕፀብ መናፅሂ ዝኾነት ኢትዮጵያዊት ወይዘሮ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና (Hero) ሲ ኤን ኤን 2019 ብምዃን ተዓዊታ። ፍረወይኒ ሲ ኤን ኤን ጀጋኑ 2019 ኢሉ ካብ ዝመረፆም 10 ሰባት ቀዳመይቲ…

ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኸ ሳዑዲ ዓረቢያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳዑዲ ዓረቢያ ኣሕመድ ኣል ቃጣን ዝምራሕን ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲን ንግዲን እታ ሃገር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኢዩ ትማሊ…