ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 916 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፤ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈራት ሕርሻ፣ መመምረትተን ፍርያት መኣድንን 916 ነጥቢ 21 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡ። ኣብቶም ዝዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋር 1 ነጥቢ 07 ቢሊየን ዶላር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴንማርክ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ። እቲ ሓገዝ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ካሪን ፖልሰንን ተወካሊ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ቱርሃን…
ቢዝነስ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊን ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊየን ምእካቡ ኣፍሊጡ። ኣብ 2011 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ብዝተፈጠረ ግንዛበን ጉዳይ ግብሪ ኣጀንዳ ህዝቢ ክኸውን ብምኽኣሉን፥ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣተኣኻኽባ ግብሪ ክዓቢ ከምዝኸኣለ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ፓርቲ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታኒያ ኣብ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ዝመርሕዎ ኮንሰርቫቲቭ ፓርቲ ተዓዊቱ። ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ምርጫ መሪሕ ፓርቲ ኮንሰርቫቲቭ ልዕሊ 360 መንበራት ብምርካብ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ድምፂ ከምዝሰዓረ ተገሊፁ።…
ቢዝነስ ትካል ገንዘብ ዓለም ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ.ኤም.ኤፍ) ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ትካል ገንዘብ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣማሲዩ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ብምምዝጋቡ እንኳዕ ደስ በለና-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ብምምዝጋቡ እንኳዕ ደስ በለና ክብሉ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ገሊፆም። በዓል ጥምቀተ ክርስቶስ ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ…
ቢዝነስ ትካል ምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ተዓዳዲጉ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ኣሜሪካ ዋጋ ዘለዎም 60 ሺሕን 825ን ቶን ፍሪያታት ከምዝተዓዳደገ ኣፍሊጡ። እቲ ዕዳጋ ምህርቲ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ኣብ ወርሒ ሕዳር ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ወታደራዊ መዓስከር ኒጀር ብዝተፈነወ መጥቃዕቲ 73 ወታደራት ተቐቲሎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ኣብ ወታደራዊ መዓስከር ምዕራብ ኒጀር ብዝፈነዉዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 73 ወታደራት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ጦር ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በቲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 12 ወታደራት ከምዝቖሰሉ እውን ተገሊፁ። እቲ ዝተመዝገበ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ሃረሪን ዞባ ወላይታን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ኣብ ክልል ሃረሪን ዞባ ወላይታን ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝተሳለጠ ድሙቕ መርሃ ግብሪ፥ ላዕለዎት መራሕቲ ስራሕ እቲ ክልል፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣባገዳታት፣ መናእሰይን…