Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2019

ትራምፕ ተኸሲሱ ኣብ ሰኔት ኣሜሪካ ዝቐርብ ሳልሳይ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኽሰሱ ሳልሳይ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኮይኖም። እቲ ክሲ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ናብ ቤት ፍርዲ ሰኔት ኣሜሪካ ከቕርቦም 'ዩ። እቲ ቤት ፍርዲ ድማ ኣብ ስልጣን ናይ ምፅናሕ…

ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ብምዃን ተመሪፆም። ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ/ሴካፋ/ ፕሬዚዳንትታት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ እተን ሃገራት ዝተሳተፍሉ ስሩዕ ኣኼብኡ…

ኣብ ወረዳ ሓውዜን 3 ሓናጡ ተወሊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነባርነተን ኣብ ወረዳ ሓውዜን ጣብያ ቆራሮ ዝኾና ወ/ሮ ማኣዛ ገብረዋህድ ሓጎስ ዝተብሃላ ወላዲት ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን 3 ሓናጡ ተገላጊለን። ኣብቲ ሆስፒታል በዓል ሞያ ዝተዋደደ ሃንደበታዊ መጥባሕቲ ኣይተ ተኽለማርያም…

ንቐፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ዘገልግሉ ናውቲታት ምርጫ ኣብ ዱባይ ብዕሊ ምሕታም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቐፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ዘገልግሉ ናውቲታት ምርጫ ኣብ ዱባይ ብዕሊ ምሕታም ከምዝተጀመረ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሕትመት እቲ ናውቲ ብዕሊ ዘፈለማ ኣካቢት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱኳን ሚዴቅሳ፥ እቶም ናውቲ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ምሕታም…

ኣባላት ኦዲፒ ኣብ ክሊ ኣገዳስነት ፓርቲ ብልፅግና ኣድሂቦም ኣብ ኣዳማ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዘተ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላትዴሞክራቲክ ፓርቲ ኦሮሞ (ኦዲፒ) ኣብ ክሊ ኣገዳስነት ፓርቲ ብልፅግና ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ኣዳማ፣ ኣዳራሽ ኣባ ገዳ ንሰለስተ መዓልታት ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዘተ ተዛዚሙ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምዝዛም እቲ መድረኽ፥ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ገንዘብ ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ካልኦት ሃገራት ዝወፅአ ገንዘብ ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ሃፍቲ ኣብ መሓዉር መንግስቲ ዝነበሩን ምስኣቶም ርክብ ብዝነበሮም ሰብ ሃፍቲን ኣቢሉ ካብ ሃገር ክወፅእ ከምዝተገበረ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናዚኦ ካሲስ ተዛቲዮም። ትኹረት እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘድሃበ ከምዝነበረ ድማ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…

ኣብ ቀዳማይ ዙር ስራሕቲ መስኖ ልዕሊ 20 ሽሕ ሄክታር መሬት ትግራይ ብዝተፈለለዩ ኣሕምልትን ፍራምረን ይለምዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ስራሕቲ መስኖ ልዕሊ 20 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዝተፈለለዩ ዝራእቲ፣ ኣሕምልትን ፍራምረን ከም ዝተሸፈነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ሓቢሩ። ኣብ 2010 ዓ.ም ብጅፒኤስ ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ከም ዘመላኽቶ፥ ኣብ ትግራይ ብመስኖ…

ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ሱዳን ሓበራዊ መንግስቲ ንምቛም ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ደቡብ ሱዳን ብዝተቐመጠ ገደብ ግዘ ሓበራዊ መንግስቲ ንምቛም ከምዝተስማዕምዑ ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ምስ ተቓዋሚኦም ሪክ ማቻር ሓበራዊ መንግስቲ ብምጥያሽ ምስምዕምዖም ኢዮም ገሊፆም ዘለዉ።…

ቀዋሚ ኮሚት ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ኮሚት ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ከይዲ ኣፈፃፅማ ህንፀት እቲ ግድብ ተዘዋዊሩ ኣብ ምዕዛብ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት…