Fana: At a Speed of Life!

2ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ብዕሊ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር “ድሕንነት ሳይበር ሓበራዊ ሓላፍነት! ንፍለጥ! ንጠንቀቕ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከምዝጅመር ኤጀንሲ መረበብ ሓበሬታ ድሕንነት ኣፍሊጡ።

እስከ ጥቅምት 30 ቀን 2014 ዓ.ም ድረስም በተለያዩ ስነ-ሥርዓቶች እንደሚከበር ተገልጿል፡፡

እቲ በዓል ብቐንዱ ብኣተሓባባራይነት ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝመርሖ እንትኸውን፥ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እውን ክሳተፉሉ ኢዮም፡፡

ዕላማ ምኽባር እቲ ወርሒ እውን ማሕበረሰብ ሳይበርን ትካላትን ኣፍልጦ ድሕንነት ሳይበር ንምድንፋዕ ዘኽእል ወፍሪ ብምክያድን ብሄራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ ምሕላውን ልኡኽቶ ንምሕጋዝ ከምዝኾነ ካብቲ ኤጀንሲ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.