Fana: At a Speed of Life!

169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብህ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮፐያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ምእካብ ደም፥ ባንክታት ደም መቱ፣ ሻሸመኔ፣ ወሊሶ፣ ኣዳማ፣ ኣምቦ፣ ቦንጋ፣ ኣሶሳ፣ ጅግጅጋ፣ ቢኪን ድሬዳዋን ዝሓሻ ከምዝነበራ ተገሊፁ።

እቲ ኣፈፃፅማ ምስ ባህጊ ደለይቲ ደም ተሓከምቲ እንትነፃፀር እኹል ከምዘይኮነ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ ወለንታዊያን ለገስቲ ደም ቁፅሮም ክዛይድ ከምዝግባእ ሓቢሮም።

እንትልግሱ ዝነበሩ ንክቕፅሉ፣ ለጊሶም ዘይፈልጡ ኣብ ቲ ስራሕቲ ምድሓን ህይወት ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ብዮሐንስ ደርበው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.