Fana: At a Speed of Life!

133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ቻይና ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና 133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ጓንግዚ ተሓምሺሻ።

ዋንነታ ናይ ምብራቓዊ መገዲ ኣየር ቻይና ዝኾነት እታ ኣውሮፕላን፥ ጉዋንግዚ ጉዋንግ ኣብ ዝተብሃለ ክልል ኢዩ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣጋጢሙዋ ዘሎ።

እታ ናብ ግዋንግዡ ትጉዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ቑፅሪ በረራ MU5735 እንትትከውን፥  ኣብ እምባ ብምኽንያ ዝተልዓለ ባርዕ ሓዊ ዝተሓምሸሸት ክትከውን ከምትኽእል ሲጂቲኤን ኣብ ፀብፃቡ አእንፊቱ፡፡

እታ ኣውሮፕላን 133 ሰባት ኣሳፊራ ከምዝነበረት ዝተገለፀ እንትኸውን፥ በቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ሓደጋ ክሳብ ሕዚ ከምዘይተፈለጠ ተሓሩ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ሰራሕተኛታት መድሕን ነብሲ እታ ኣውሮፕላን ናብ ዝተሓምሸሸትሉ ከምዝተዋፈሩ ተፈሊጡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.