Fana: At a Speed of Life!

1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ።

እቲ ዕለት፥ “የመሻገር ጥሪቶች የአዲስ ብርሃን ወረቶች” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ከምዝውዕል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ዕለት ኢትዮጵያ ንምሽጋር ኣብ ዝተገበሩ ፃዕሪታት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ከይዲ ዘጋጠሙ በድሆታትን ዝረአዩሉ ኢዩ ኢለን።

ንኢትዮጵያ ንምሽጋር ልዑል ዓቕሚ ዝፈጠሩ ዓወታት ኣብ ኩሎም ዓውዲታት እንተተመዝገቡ እውን ናይ ግብርና፣ ኢንዱስትሪ፣ ቱሪዝም ዓውድታትን ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ዝተመዝገቡ ዓወታት ንምሽጋር እቲ ዕለታት “ምልክታት ምሽጋር” ኮይኖም ምምራፆም ኣፍሊጠን።

ንዓውዲ ግብርና ብመሰረት ዝተውሃበ ፍሉይ ጠመተ ንዘበናት ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣቲ ስርናይ ምቕራይ ምኽኣሉ ካብ ዝፈጠርናዮም ናይ ምሽጋር ፃዕሪታት ሓደ መርኣዪ ኢዩ ኢሎም።

ብመሰረት ዝገበርናዮ ትልሚታትን ኢኒሼቲቫትን ኣቢሉ ብስርናይ ዓመታዊ ፍሪያት ካብ ዝነበረሉ 50 ሚሊየን ናብ 230 ሚሊየን ኩንታል ምፍራይ ዓቕሚ ተሸጋጊርና ኣለና ክብላ ገሊፀን።

ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ብፍላይ ተካእቲ ፍሪያታት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንምፍራይ ኣብ ዝተፈፀሙ ተግባራት 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመቱ ተካእቲ ፍሪያታት ምኽኣሉን ብዙሓት ኣፍረይቲ ፋብሪካታት ዳግም ናብ ስራሕ ምእታዎም ተዛሪበን።

ብመራኦል ከድር

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.