Fana: At a Speed of Life!

1 ሽሕን 443 ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሽሕን 443 ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝምለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኤምባሲ ኣብታ ሃገር ምስ ዝቕመጡ ጉጅለ ልኡኽ ኮሚሸን ሕብረት ኣውሮፓን ካልኦት ዓለም ለኻዊ ትካል ስደተኛታትን ብምትሕብባር ኢዩ እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ዝገበር ዘሎ።

ብመሰረት እዚ እቶም እሱራት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.