Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌዴራል ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ።

እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብምንቅስቓስ ዕዉት ስራሕ ከምዝሰርሐ ኣመራርሓ እቲ ኮሚሽን ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ግቡእ ደገፍ ከምዝገበረሎም ገሊፆም።

ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጡ መድረኻት ዘተ ብሰላም ንክካየዱ ዝግበር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምግላፆም ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.