Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌደራል ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ መምርሒ ምክልኻ ገበን ኣብ 2016 ዓ.ም ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ከምኡ እውን ነመሓዙት ትካላት ኣፍልጦ ሂቡ።

ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ትካል ስራሕቲ ምክልኻል ገበን ብቴክኖሎጂ ብዝተሓገዘ መልክዑ ብውፅኢታውነት እናመርሐ ከምዝርከብ ገሊፆም፡፡

ኣብ ቀፃሊ ዓቕሚ ምፍፃም እቲ ኣመራርሓ ንምዕባይ ኣብ ህንፀት ዓቕሚ ብፍሉይ ትኹረት ከምዝስራሕ ብምሕባር÷ “ብዕጥቂን ሎጂስቲክስን ዝሐሸ ዓቕሚ ንምፍጣር ክስራሕ ኢዩ” ኢሎም፡፡

የፌደራል ወንጀል መከላከል አጠቃላይ መምሪያ አዛዥ ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፈንታ በበኩላቸው÷ ብዘመን በየነ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.