Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ኣብ መዝገብ እኒ ስብሓት ነጋ  113 ናይ መሰኻኽርን ብዙሓት መረዳእታታትን ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣብ መዝገብ እኒ ስብሓት ነጋ 113 ናይ መሰኻኽርን ብዙሓት መረዳእታታትን ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።

እኒ ስብሓት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ንሳልሳይ ግዘ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ቀሪቦም።

ኣብ እኒ ስብሓት ነጋ፣ ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ዶክተር ኣብርሀም ተከስተን ሓዊሱ ናይ ካልኦት ተጠርጠርቲ ጉዳይ ርእዩ።

ብተወሳኺ እቲ መጋባእያ ኣብ ቅትለት ንፁሃን ዜጋታት ማይካድራ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ 36 ተጠርጠርቲ ጉዳዮም ይርእይ ኣሎ።

ብታሪክ ኣዱኛ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.