Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን  ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት ዝተቓልዑ 154 ሺሕን 923 ወገናት ተረባሕቲ ዝገበር ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን  ተጀሚሩ።

ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ፥ እቲፕሮግራም ብብርኪ ከተማ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 5 ኣጀሚሮም።

ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ እቲ ፕሮግራም ንሳልሳይ ዙር ኣብታ ከተማ ከምዝተኻየደ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ቅድም ክብል ኣብ ዝተሳለጡ ክልተ ዙራት እቲ ፕሮግራም ንነበርቲ ተረባሕቲ ዝገበሩ ውፅኢታዊ ተግባራት ከምዝተኻየዱ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.