Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት ጎርጎራ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከብን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ፕሮጀክት ጎርጎራ ተመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.