Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት ቦረና ህንፀቱ ብ253 ሚሊዮን ብር ከምዝጅመር ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊድ 205 ሄክታር ዝሽፍን ፕሮጀክት ቦረና ህንፀቱ ብ253 ሚሊዮን ብር ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣፍሊጡ።

ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ኣብ ሸውዓተ ክላስተራት ከምዝጅመር ዝተሓበረ እንትኸውን፥ 205 ሄክታር ዝሽፍን ፕሮጀክት ብ253 ሚሊየን ብር ህንፀቱ ከምዝሳለጥ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ።

ሚኒስቴር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ብርሃኑ ሌንጂሶ፥ ብሓገዝ ገንዘብ ባንኪ ዓለም ኣብ ዝህነፅ ፕሮጀክት ከርሰ ምድሪ ማይ ቦረና ኣመልኪቶም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ ዘተ ኣካይዶም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.