Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅግጅጋ ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ፕሮጀኽት ኣብ ሓሙሽተ ክልልት ኣብ ውሽጢ 6 ዓመት ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ መጀመሪ እቲ መርሃግብሪ ሚኒስትር ግብርና ዑመር ሁሴን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ጀነራል ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ዓብዱል ካማራን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ተሳቲፎም።

እቲ ፕሮጀክት ብሚኒስቴር ግብርናን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ዘትግበር ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ክልላት ሶማሌ፣ ዓፋር፣ ኦሮሚያ፣ ደቡብን ደቡብ ምዕራብን ተግባራዊ ከምዝግበር ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.