Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ሞሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሞሓመድ ሑሴን ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መሬት ህዝቢ ንውልቀ ረብሓ ኣውዒሎም ብዝብል ክሲን ኣብ እዋን መረፃ ብዘርአዩዎ ድኹም ኣፈፃፅማን ኢዮም ካብ ስራሕ ተኣጊዶም ዘለዉ፡፡

ፕሬዚዳንት ፋርማጆ ካቢኔታት ዝተለመደ ስረሖም ንኽቕፅሉ ትእዛዝ ምሃቦም ተሓቢሩ፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቤተ መንግስቶም ኮይኖም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ምኽንያት ምእጋድ እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር ንብረት መከላኸሊ ሶማሊያ ዝኾነን ኣብ ከባቢ ወሰን ባሕሪ መቃዲሾ ሊዶ ዝርከብ መሬት ንውልቀ ረብሐኦም ብምውዓሎምን ምስዚ ተተሓሒዡ ብግዕዝይና ስለዝተወንጀሉ ከምዝኾነ ሓሮም፡፡

ፋርማጆ ፕሬዚዳንታዊ መምርሒ እታ ሃገር ስልጣን መንግስቲ ንብረት ህዝቢ ንውልቀ ረብሓ ከየውዕሉ ከምዝኽልክል ብምፅራሕ፥ ዝኾነ ይኹን በዓል ስልጣን ካብ ከምዚ ዓይነት ተግባር ንኽቑጠብ ምትሕስሳቦም ኔሽን ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.