Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሓዘን÷ በቲ ሓደጋ ስድረኦም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ፅንዓት ተመኒዮም፡፡

ፕሬዚዳንት ፑቲን በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝፅሖም ሰባት ብቕልጡፍ እግሪ ንኽተኽሉ ሰናይ ትምኒቶም ምግላፆም ሓበሬታ ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.