Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሞስኮ ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም።

እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶሃን ናይ ስልኪ ዘተ ገይሮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሃገሮም ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ምግላፆም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ንመዓልቲታት ኣብ ዘቑፀረ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ክልቲአን ሃገራት ብቕድሚ ትማሊ ንሰላማዊ ዜጋታት መተሓላለፊ መስመር ሰብኣዊ ኮሪደር ንምድላው ምስምዕመዐን ይፍለጥ።

እተን ሃገራት እናካየደኦ ምስ ዝርከባ ኲናት ጎድና ጎድኒ ፅባሕ ንሳልሳይ ግዘ ድርድር ሰላም ከምዝገብራ እውን ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.