Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ክልል ሎምባርዲያ ጣሊያን ፕሬዚዳንት ሰብ ሃብቶም ኣብ ኢትዮጵያ መዋዕለ-ንዋዮም ንኸፍስሱ ከምዘበረታትዑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝምን ንግዲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ፕሬዚዳንት ክልል ሎምባርዲያ ጣሊያን ኣቲሊዮ ፎንታና ከምዝተዛተዩ ገሊፀን።

እተን ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ መብርሂ ከምዝሃባን ሰፊሕ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ከምዘሎን ምሕባረንን ተዛሪበን፡፡

ኣብ ክልል ሎምባርዲያ ዝርከቡ ሰብ ሃብቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ንኽትፉ እቶም ፕሬዚዳንት ከምዘበረታትዑ ምግላፆም ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.