ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት 21 ሃገራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢሎም።
ብመሰረት እዚ ኣምባሰደራት ሃገራት ቬንዝዌላ፣ ኣልጄሪያ፣ ፈረንሳይ፣ ሕብረት ኣውሮፓ፣ ኣርጀንቲና፣ ጀርመን፣ ናሚቢያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ስሎቬኒያ፣ ግሪክ፣ ኮሎምቢያን ሉግዘምበርግን ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ 21 ሃገራት ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢሎም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ብተመሳሳሊ ትማሊ ናይ ብዙሓት ሃገራት ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ከምዝተቐበሉ ይዝከር፡፡