Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ቢን ዛይድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ 2015 (ኤፍ )ፕሬዚዳንት ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብ መሀመድ ቢን ዛይድ ናህያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።

ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ እቲ ዑደት ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕን ሃገራት ወሽመጥ ባሕሪን ዘለዋ ርክብ ክብ ናብ ዝበለ ምዕራፍ ክሰጋገር ዝገበር ኢዩ ኢሎም።

ከልቲአን ሃገራት ዝተፈላለዩ ሰነዳት ስምምዕ ምኽታመን ብምዝኽኻር፥ እቶም ስምምዕነታት ኣብ ኢኮኖሚ፣ ባህልን ቱሪዝምን፣ ሕርሻን ትምህርቲን ጠመተ ዝገበሩ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.