Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን።

እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሃገራት ታይላንድ ፣ ኒውዝላንድ፣ ዴንማርክ፣ ጅቡቲ፣ አውስትራሊያ፣ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረትን ግብፂን ኢየን ተቐበሊን፡፡

ኣብቲ እዋን ድማ እዋናዊን ጭቡጥን ኩነታት ኣመልኪተን ነቶም ኣምባሳደራት ኣብሪሀን።

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ይኹን ምስተን ሃገራት ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ምግላፀን እውን ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሬዚዳት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.