Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ጅቡቲ ዲሌይታ መሓመድ ዲሌይታ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲየን ።

እተን ፕሬዚዳንትን ጉጅለ ልኡኽ ጂቡቲን ኣብ ኩለ መዳይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ከምዝተዛተዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ጅቡቲ ኣምባደር ኢትዮጵያ ብምዃን ን10 ዓመታት ምግልጋለን ይዝከር።

ዲሌይታ መሐመድ ዲሌይታም ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ነይሮም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.