Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ንክኾና ሸይመነአን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ ፍልይቲ መልእኽተኛን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ንክኾና ሸይመነአን።

እተን ፕሬዚዳንት ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 71 ንኡስ ዓንቀፅ 3 ኢየን እቲ ሽመት ሂበን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.