Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ሰብዓዊ ኤጀንሲ ኣፍሪካ ኣብ ምጥያሽ ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሰብዓዊ ኤጀንሲ ኣፍሪካ ኣብ ምጥያሽ ዝጠመተ ዘተ ምስ ዳይሬክተር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘቲየን።

እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ምዕባለ ስነ ህዝቢ ኣፍሪካ ከምኡውን ተበፃሕነት ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕናን ዘድሃበ ዘተ ኢየን ኣካይደን።

ተበፃሕነት ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕናን በፍላይ ንደቂ ኣኒስቲዩ ንምቕራብ ኣብ ዘጋጥሙ ዕንቅፋታት ከምዝተላዘባ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.