Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት 8 ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ሸሞንተ ሃገራት ተቐቢለን።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተረኺቦም ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ዘቕረቡ÷ ኣምባሳደራት ሃገራት ቱርኪ፣ ስሪላንካ፣ እስዋቲኒ፣ ቺሊ፣ ኣንጎላ፣ ዛምቢያ፣ ኤል ሳልቫዶርን ጓቲማላን ኢዮም።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እተን ሃገራን ክልተኣዊ ርክብ ትኹረት ብምግባር ምስቶም ኣምባሳደራት ከምዝተዛተያ ብምፅራሕ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እቶም ኣምባሳደራት ኣብ ፃንሒቶም ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንካር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.