Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ  መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን።

እቲ ጉባኤ ትማሊ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር አብዱ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.