Fana: At a Speed of Life!

 ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳኅለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን።

እተን ፕሬዚዳንት ትማሊ ናይ ብዙሓት ሃገራት ርእሳነ ብሄራት፣ መራሕቲን ቤተሰብ ንጉሳዊያንን ኣብ ዝተረኸብሉ ቀብሪ ኢየን ተረኺበን።

ን70 ዓመታት ብንግስነት ዝመርሓ እተን ንግስቲ ኣብ መበል 96 ዕድሚአን ቅድሚ ሓደ ሰሙን ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.