Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እተን ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ናብ ስልጣን ምምፅአን ንሃገረን ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ቀጠና ኢሉውን ንኣፍሪካ ዘለዎ ብፅሒት ልዑል ኢዩ አለን።

“ውሱናት ደቂ ኣኒስቲዮ መራሕቲ ኣብ ዘለውዋ ኣህጉር ናብ ኣመራርሓ ምምፅአን ድምፂ ደቂ ኣኒስቲዮ ንክስማዕ ዝገብር ጥራሕ ዘይኮነስ ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኽእላ መርኣዪ ኢዩ” ኢለን።

እዚ ሓላፍነት ኣብ ዝዋፅኣሉ ከይዲ ኣብ ጎድነን ከምዝኾና እውን ኣረጋጊፀን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.