Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ  ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ  ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር አላሳኔ ኦታራ ተዛቲየን።

እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኮቲዲቯርን ብዝተፋለዩ ዘፈራት ዘሎ ምትሕብባር ኣፍልጦ ሂቦም።

ኣብ ቀፃሊ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ጉዳያት ምልዛቦም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.