Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን።

እተን ተወካሊት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ምምሕያሻት ንምሕጋዝ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት ቆራፅነት ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡

ደቂ ኣንስትዮ ዘካተተ ምዕባለ ምምዝጋብ ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ ትካሎም ብፍላይ ኣጠናኺሩ ከምዝሰርሕ እውን እተን ተወካሊት ገሊፀን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብሄራዊ ሽቶታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንኽዕወቱ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ምንኣደን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.