Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ብኲናትን ድርቂን ዝተጎድኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ምቕራብ፣ ኩነታት ኣብቶም ከባቢታ ዝርከቡ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ጉዳያት ፀፅታን ኣድሂበን ተመያይጠን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.