Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብ ፋውንዴሽን ገባሪ ሰናይ ሓው ካሊድ ተረኺበን መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፋውንዴሽን ገባሪ ሰናይ ሓው ካሊድ ንዝሕግዞም ጎደና ሓደር ዜጋታት መኣዲ ኣካፊለን።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ፥ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ላዕለዋይ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር ኢድሪስን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.