Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ኣን ቤት ቲቪንሪምን  ተዛቲየን።

ኣን ቤት ቲቪንሪምን ኣብ ክልል ሶማሌን ኦሮሚያን ብዛዕባ ዑደት ዝገበራለን ኣብያተ ትምህርቲ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ኩነታት፣ ብዛዕባ ዝረአየኦም ተስፋ ዝህቡ ለውጥታትን ትልምታት ልምዓት መንግተንን ብዝምልከት ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብሪሀን።

ሃገረን ምስ ኢትዮጵያ ሓቢራ ንምስራሕ ፅኑዕ ደልየት ከምዘለዋ ድማ ኣረጋጊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.