Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ኣኔት ወበር ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጳያን ኣውሮፓ ሕብረትን ብዛዕባ ዘሎ ርክብን ተልእኾ እተን ፍልይቲ መልእኽተኛን  ምዝታየን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.