Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ሚሼል ማርቲን ዘቲየን።

ብሚሼል ማርቲን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዉ ይዝከር።

ሎሚ መዓልቲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስቲ ልኡኽ ዘቲየን።

ብተመሳሳሊ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/) ምስቲ ልኡኽ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከልቲኣዊ ዘተ ምክያዱ ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.