Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ማሪና ሴሬኒን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ከምዝተዛተያ ካብ ቤት ፀሕፈት ፕሬዞዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.