Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ኣብ ዝተገበሩ ኣኼባታት ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም።

እቶም ፕሬዚዳንት፥ ብምኽኒያት እቲ ለውጢ ክሌማ ኣብ ኣፍሪካ ዝበፅሑ ዘለዉ ፅዕንቶታት ከም ኣህጉር እኹል ዘተ ምግባሩ ብዙሓት ቃል ኪዳናት ከምዝተገበሩ ሓቢሮም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣፍሪካ ካብ ዘተን ቃላትን ወፃእ እቲ ስምምዕነት ብህፁፅ ተግባራዊ ዝኾነሉ እዋን ከምእትደሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.