Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 7፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ሊቤራታ ሙላሙላን ተዛቲየን።

ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ዝጥንክረሉ ጉዳይ ብምድሃብ ከልቲአን መራሕቲ መዝታየን ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ክሊ ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ምልዛበን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳነት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.