Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ናብ ሩሲያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩሲያ ሞስኮ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሞስኮ መዕርፎ ነፈርቲ ቨኑኮቮ እንትበፅሑ ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ሩሲያ ድሙቕ ኣባብላ ከምዝተገበረሎም ተገሊፁ፡፡

ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልተኣዊን ጉዳያት ድሕንነትን  እተን ሃገራት ጠሚቶም ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኤምሬትስ ኒውስ ኤጀንሲ ፅብፂቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.